Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Guest

/ #262

2016-06-30 00:38

ቀታሊ ፡መሳቐዪ፡መደንቆሪ፡መድከዪ ጸረ ሰላምን ርግኣትን ጸረ ወዲ ሰብን ስለ ዝኾነ ኣብ ቅድሚ ፍርዲ ክቐርብን ክኹነንን ኣለዎ ኢለ ንመንግስቲ ኤርትራ ይቃወም ኣለኹ።ኣብ ልዕሊኡ ዝወርድ ፍርድን ኣራምን ፍትሓውን ስጉምቲ ድማ ይድግፍን ይንእድን።ንመንግስቲ ዝኾነ ዓይነት ደገፍ ዝገብር ከም ኣኽብሮት ኣብ ልዕሊኡ የብለይን ንገበነኛ ዝሕግዝ ጥዕና ዘይብሉ እዩ ባዕሉ ዝብል ርኢቶ ኣሎኒ